እረማ መለማመዲ ምምማይ ጽሑፍ ቍ. 5

እረማ ናይ እታ ብ29 ሚያዝያ 2017 ዝቐረበት እትምመይ ጽሑፍ እንሆ፤

እምበኣር ነዚ ብምርዳእ፡ ዝተረስዑ ሃገራውያን ዝናታትን ኣፍኣዊ ዛንታታትን፡ ዕለቶም ዝጠፍኡ ፍጻሜታትን ዝዓነዉ ታሪኻውያን ቦታታትን ከም ዝነበሩ እሙን እዩ። ታሪኹ ዘይተጻሕፈ፡ ዕለቱ ዘይተመዝገበ፡ ዓመተ ምሕረቱ ዝተረስዐ ድኣ ይኽውን እምበር፡ ታሪኽ ዘይብሉ ህዝቢ፡ ወይ ከኣ ፍጻሜታት ዘይነብሮ ሃገር የልቦን። እዞም ከም’ዚኦም ዝኣመስሉ ሓበሬታታት እቶም ቀንድን ቀዳሞት መበገሲ ታሪኻዊ ልቢ ወልድ ትግርኛ ምኻኖም ምግንዛብ የድሊ።

ኣርኣያ ካሳ
6 ግንቦት 2017

Advertisements

Leave a Reply

Fill in your details below or click an icon to log in:

WordPress.com Logo

You are commenting using your WordPress.com account. Log Out / Change )

Twitter picture

You are commenting using your Twitter account. Log Out / Change )

Facebook photo

You are commenting using your Facebook account. Log Out / Change )

Google+ photo

You are commenting using your Google+ account. Log Out / Change )

Connecting to %s