መለማመዲ ምምማይ ጽሑፍ ቍ.1

እታ ፈላሚት እትምመ ጽሕፍቲ እንሀት፤

“እቲ ናይ መግዛእቲ እዋን ሓሊፉ፡ ናጽነት ነስተንፍሰሉ ኣብ ዘሎና እዋን፡ ሓደሓደ ካብቲ ኣብቲ እዋን’ቲ ዝቐረቡ ጽሑፋት ብምምራጽ፡ ሕጂ’ውን እንተኾነ ጠቓሚ ኾይኑ ስለ ዝረኸብኩዎ፡ እነሆ ተወሃሂዱ ንኣንባብያን ቀሪቡ ኣሎ።” (ተኸስተ ኣሕደሮም፡ “መቕድም”፡ 2ይ ሕ.ጽ.)

ኣብነት ምምማይ ናይ’ዛ ኣብ ላዕሊ ዝቐረበት ጥቕሲ ኣብ ዝቕጽል እታው ይቐርብ። ክሳዕ ሽዑ ነባቢ ኣጽሓሕፍኣ ክድህስስን ዘይምዕሩይነታ ኪዕዘብን ይዕደም።

መተሓሰስቢ፤ ዕላማ እዛ ጥቕሲ መልእኽቲ ንምትሕላልፍ ስለ ዘይኮነ ሓቅነታ ንምርታዕ ወይ ካብኣ ተበጊስጋ ኣብ ትሕዝቶ ዘድሃበ ኣርእስቲ-ዘተ ምኽፋት ኣይፍቀድን። ተሳታፊ ኣብ ምዕሩይነትን ውጹእነትን ኣጽሓሕፋ ኣትኵሮ ኪገብር ይዕደም።

ኣርኣያ ካሳ
22 ጥሪ 2017

Advertisements

Leave a Reply

Fill in your details below or click an icon to log in:

WordPress.com Logo

You are commenting using your WordPress.com account. Log Out / Change )

Twitter picture

You are commenting using your Twitter account. Log Out / Change )

Facebook photo

You are commenting using your Facebook account. Log Out / Change )

Google+ photo

You are commenting using your Google+ account. Log Out / Change )

Connecting to %s