ትግርኛ ከም ካልኣይ ቋንቋ

ትግርኛ ከም ካልኣይ ቋንቋ፡ ንኣብ “ድያስፖራ” ንዝዓብዩ ቈልዑ፡ ንምምዕባልን ምምሃርን ድሌት ዘልኩም ደሃይ ሃቡ።

ኣርኣያ ካሳ።

Advertisements

3 thoughts on “ትግርኛ ከም ካልኣይ ቋንቋ

  1. ዝኸመርካ ሓዊ
    ስምካ ብርግጽ ስለ ዘይፈለጥኩዎ፣ ብዙሕ ይቕረታ!

    ትሕዝቶ መልእኽተይ ግና፣ በዚ ኣብዚ ዓምዲ ተዘርዙሩ ዘሎ ንታሪኽን ዋጋን ሓበንን ቛንቛ ትግርኛ ዝገልጽ ብሙዃኑ፣ በቲ ልዑል ፈጣሪ ኣመና ከድንቐካ ይፈቱ። ካብዚ ብምቕጻል ድማ፣ ነቲ ኣፍና ዝኸፈትናሉ ቛናቛ ትግሪኛ፣ ከምቲ ማዓር ካብ ቆፎንህቢ ዝብርበር ብምብርባር፣ ንበይኑ ቛንቛ ትግርኛ ከም ካልኦት ዓበይቲ ቛንቛታት ዓለምን ምዕባሊኡን ከገልግል ከም ዝኽእል ከረጋግጸልካ ይፈቱ።

    ምሉእ ዓወትካ ዓወትና ኢዩ እሞ,,,ዓወት ይምነየልካ!

    መብራህቱ እማረ

    • ክቡር መብራህቱ እማረ፡
      ሰላም። ፈለማ፡ ተገዲስካ ርእይቶኻ ብምጽሓፍካን ብምትብባዕካን አመስግነካ። ካልኦት ነበብቲ ኣሰርካ ክስዕቡን ኣብ ሰዋስው ጠቀስ ኪጽሕፉን እምሕጸን። ካልኣይ፡ ስመይ ወትሩ ኣብ እግሪ ጽሑፈይ አስፍረ እየ፣ ኣርኣያ ካሳ ከኣ እበሃል።
      እዚ ወድሓንካ፡ –ኣርኣያ ካሳ።

      መዘክር፡ ስም-ኣቦኻ (ካልኣይ-ስም) ብ”እማረ” ተጻሒፋ ስለ ዝረኣኽዋ ብኸምኡ ጽሒፈያ ኣለኹ። እታ ቃል ከም ዘላታ ቅንዕቲ ቃል ግእዝ እያ፣ ትርጕማ ከኣ ምስ ምፍላጥ ዝተተሓሓዘ እዩ። ኣብ’ዚ ሓተታ መእተውየይ ናይ ሆህየ ስሕተት ከህሉ ብምስጋእን መብዛሕቶም ሰባት፡ ንእዛ ስም ብ”ኣማረ” ኪጽሕፍዋ ስለ ዝዕዘብን እዩ። –ኣርኣያ

  2. ክቡር መብራህቱ እማረ፡

Leave a Reply

Fill in your details below or click an icon to log in:

WordPress.com Logo

You are commenting using your WordPress.com account. Log Out / Change )

Twitter picture

You are commenting using your Twitter account. Log Out / Change )

Facebook photo

You are commenting using your Facebook account. Log Out / Change )

Google+ photo

You are commenting using your Google+ account. Log Out / Change )

Connecting to %s